Build up each other.
እትቃለስ እምነት ፡ እብራውያን 11፥24-27 --- This episode is sponsored by · Anchor: The easiest way to make a podcast. https://anchor.fm/app
--- This episode is sponsored by · Anchor: The easiest way to make a podcast. https://anchor.fm/app
ገጻታ ቤተ ክርስትያን # ምስላ ስርናይን ክርዳድን ማቴዎስ 13:24-30 # ግህድቲ ግና ድማ ስውርቲ #ዞባዊት ግና ድማ ኣድማሳዊት # ትካል ግና ድማ ተኽሊ " ምስሊ ቤተ ክርስትያን " #ህንጻ | ኣካል ማቴ 16:18; መዝ 118:22 (መሰረት) ቆሎ 1:18 (ርእሲ) ሮሜ 12:5 (ኣካል) ኩሉ ኣማኒ #ጾር #ጸጋ #ግደ ኣለዎ ። ቤተ ክርስትያን ቅርጺ ዘለዋ ህያው ኣካል ክርስቶስ እያ ። --- This episode is sponsored by · Anchor: The easiest way to make a podcast. https://anchor.fm/app
ካብ ምውዳቕ ንጉስ ዳዊት እንምሃሮ እንታይ እዩ ? ሎሚ ብከመይ ጥንቓቐ ክንመላለስ እዩ ዝግብኣና ? ኣብቲ ምምላስና ምጥዓስና ፡ ምሕረት ኣምላኣኽ ኣብቲ ውድቐትና ይግለጽ ፡ ንሱ ድማ በቲ ብክርስቶስ ኣብ መስቀል ዝተፈጸመ ውዕለት ኢና ንረኽቦ ። ስለዚ ሎሚ ኣበሳናን ሓጥያትናን ኣብ ቕድሚ የዕንቲ እግዝኣብሄር ክንክውል ክንዓብጦ ጭራሽ ኣይክኣልንዩ ፡ ካብ ውርደት ውድቐትናሲ ኣብ ቕድሚ ኣምላኽ ብግሉጽ ብጣዕሳን ንስሓን ምስ እንምለስ እዩ ፡ ንሱ በቲ ኣብ መስቀል ዝፈሰሰ ደም ክርስቶስ ካብ ኩሉ ሓጥያትናን ኣበሳና ክንጽሃና እሙንን ጻድቕን እዩ ።
3ተ ዓይነት ጥምቀት - ናይ መከራ ጥምቀት ፡ ናይ ማይ ጥምቀት ፡ ናይ መንፈስ ቕዱስ ጥምቀት ። ****^^^^**** ማርቆስ 1 (Mark) 9፤ በቲ ቕነ እቲ ዀነ፡ የሱስ ካብ ናዝሬት ናይ ገሊላ መጸ፡ ብዮሃንስ ከኣ ኣብ ዮርዳኖስ ተጠምቀ። 10፤ ካብ ማይ ምስ ወጸ፡ ብኡብኡ ሰማያት ኪኽፈታ፡ መንፈስ ድማ ከም ርግቢ ኺወርድ ከሎ ረአየ። 11፤ ካብ ሰማይ ከኣ፡ ብኣኻ ዝሰመርኩ ፍትዊ ወደይ ንስኻ ኢኻ፡ ዚብል ድምጺ መጸ። 12፤ መንፈስ ከኣ ብኡብኡ ናብ በረኻ ኣውጽኦ። 13፤ ኣብቲ በረኻ ድማ፡ ሰይጣን እናፈተኖ፡ ኣርብዓ መዓልቲ ጸንሔ። ምስ ኣራዊት ከኣ ነበረ፡ መላእኽቲውን ኣገልገልዎ።
ቃል ኣምላኽ መዓልቲ ሰንበት 04/01/2020 ፡ ኣርእስቲ ፡ ቤት ኣምላኽ መበገሲ ጥቅሲ ፡ ዮሃንስ 2 ፡19 የሱስ ድማ፥ ነዛ ቤተ መቕደስ እዚኣ ኣፍርስዋ፡ ኣነ ኸኣ ብሰለስተ መዓልቲ ኸልዕላ እየ፡ ኢሉ መለሰሎም። --- This episode is sponsored by · Anchor: The easiest way to make a podcast. https://anchor.fm/app
SERMON TITLED A YEAR OF FULL OF GRACE . BY THE END OF THIS YEAR & WHILE RECIEVING THIS NEW YEAR . LETS REFLECT & PREPARE OURSELEVES TO THE FULLNESS OF GRACE GIVEN THROU CHRIST. --- This episode is sponsored by · Anchor: The easiest way to make a podcast. https://anchor.fm/app