POPULARITY
Har du ikke skaffet billetter til live showet enda? NÅ er virkelig tiden inne.... TRYKK HER Vi er endelig tilbake etter ferien og har med oss vår første gjest! Natnael fra Nora Collective stikker innom for å snakke litt om det nye prosjektet, Ifiok og Kelechi setter spørsmålstegn til feiring av jul 07. Januar + MER Natnael har vokst opp på Romsås i Oslo, og har viet hele sitt liv til musikk. I 2019 ble han signert til Nora Collective, og siden da har han samarbeidet med Isah, turnert med Arif og vært i studio med noen av landets beste produsenter. Han gjestet Arifs anerkjente album «Arif i Wanderland» senere samme år, og 2021 ble han nominert til Spellemannsprisen for første gang. Den nye EPen Love & Dr. Martens er ute på alle strømmetjenester! Foto: Alandtic/Afterparty Media Har du spørsmål? Tips? Send gjerne en mail på guttegarderoben@gmail.com
A conversation with my son's former roomate.
Det er ikke alltid like lett å holde fokus på egen utvikling når verden raser forbi rundt deg. Bli bedre kjent med Natnael i denne episoden! See acast.com/privacy for privacy and opt-out information.
Hvor er det best å bade og hva går Natnael for i sommer? See acast.com/privacy for privacy and opt-out information.
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/10/2021)* ኢትዮጵያዊ ሲሳይ ለማ ተዓዋቲ ለንደን ማራቶን ኮይኑ፡ ዓወቱ ኣረጋጊጹ ቀስ ኢሉ ብምእታው ግን ናይ ኣሽሓት ዶላር ሞቕሽሽ ኣምሊጥዎ፡ * ኣብ በርሊን ማራቶን ሳልሳይ ዝወጸ ኢትዮጵያዊ ገዲም ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ካብ'ቲ ውድድር ክሰናበት መደብ ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ፡ ወዲ 40 ዓመት'ውን ጽቡቕ ውጽኢት ከመዝግብ ይኽእል'ዩ ኢሉ፡ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ክሮ ረይስ፡ ክሮኤሽያ፡ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ዘዕግብ ውጽኢት ከመዝግብ እንከሎ ኣብ በደህቲ ኩነታት ኣብ ዝተኻየዱ ካልኦት ቅድድማት ኤውሮጳ ግን ተቐዳደምትና ውድድሮም ክፍጽሙ ኣይከኣሉን፡ * ክታበት ኮቪድ-19 ዘይኣምኑ ወይ ዘይቅበሉ ከዋኽብቲ ስፖርት ዓለምና ኣብ ዝለዓሉ ውራያት ስፖርት ስክፍታታትን ምስንኻላትን ይፈጥሩ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/09/2021)* ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ሃይሉ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ሻምፒዮና ዓለም ካልኣይ ወጺኡ ንኤርትራ ኣፍሪቃን ናይ ፈለማ ብሩር መዳልያ ብምዕታር ታሪኽ ሰሪሑ፡ * ኣብ በርሊን ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ጎትይቶም ገብረስላሰን ጉያ ኣዶላን ብክልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶም፡ ቀነኒሳ በቀለ ሳልሳይ ወጺኡ፡ * ኢትዮጵያ ዝመጽእ ወርሒ ኣንጻር ደቡብ ኣፍሪቃ ተካይዶም መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 25 ተጻወታ መሪጻ፡ * ብፊፋ ዝቐረበ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ኣብ ክንዲ ኣርባዕተ ዓመት ጸቒጡ ዝካየድ ክልተ ዓመት ሰጊሩ ክካየድ ዝጠልብ እማመ ተቓውሞታት የጋጥምዎ፡
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/06/2021)* ዝመጽእ ሓምለ ኣብ ባህር ዳር ክካየድ ተመዲቡ ኣብ ዘሎ ግጥማት ኩ'እግሪ ት23 መንእሰያት ዋንጫ ብድሆ ሴካፋ ወይ ሴካፋ ቻለንጅ ካፕ ሃገራት ሰለስተ ልዕሊ ዕድመ ተጻወቲ ከሰልፋ ክፍቀደለን ምዃኑ እቲ ማሕበር ኣፍሊጡ፡* ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መርሃዊ ቅዱስ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ቅ/ብ ኣድሪያቲካ ኢዮኒካ ዝድነቕ ውጽኢት ብምምዝጋብ ካልኣይ ወጺኡ፡* ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዩሮ2020 ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ዘርእዮ ዘሎ ልዑልን መሳጢን ብቕዓት ቀልቢ መራኸቢ ብዙሃን ዓለም ስሒቡ፡ ዓበይቲ ጋንታታት ኤውሮጳ'ውን ይመናጠላሉ ኣለዋ ተባሂሉ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/05/2021)* ኩባንያ ነዳዲ ቶታል ዝምውሎ ግጥማት ደቀንስትዮ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ሞሮኮ 2022 መጻረዪ ግጥማት ዘካይዳ ሃገራት መጋጥምተን ፈሊጠን፡ ኤርትራ ኣንጻር ቡሩንዲ ኢትዮጵያ ኸኣ ኣንጻር ኡጋንዳ ኣብ ቀዳማይ ዙር ክገጥማ’የን፡* ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢጣልያ (ጂሮ ድ’ኢታልያ) ብመሪሕነት ኮሎምቢያዊ ኢጋል በርናል ታሽዓይ መድረኹ ብምክያድ ይቕጽል ኣሎ፡ ሰለስተ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ዘዕግብ ውጽኢት እናመዝገቡ ገና መኸተኦም ይቕጽሉ’ለው፡* ንጋንታ ስደተኛታት ኦሎምፒክስ ወኪሉ ዝወዳደር ኤርትራዊ ብሉጽ ግዜ ንመሕለፊ ኦሎምፒክስ ቶክዮ ድሕሪ ምርካቡ ኣብ ቶክዮ ኣብ’ቲ ውድድራት ኦሎምፒክስ ዝካየደሉ ቦታ ብምኻድ ምድላዋቱ የሳልጥ፡* ኣብ ጉያ እግሪ ዲባባ ዝብል ስም ነተን ብፍጥነተን ቀዳሞት ዝኾና ስድራ የመልክት ዝብሉ ገለ ካብ’ቶም ኣርእስታት ዝሓዘ መደብ ኣለና። ክትከታተሉና ንዕድም።
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/05/2021)* ኣብ ፖርቱጋል ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 10000 ሜ ኢትዮጵያዊት ጉዳፍ ጸጋይ ዝድነቕ ግዜ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ * ዙር ሩዋንዳ ኣብ ዝተዛዘመሉን ጂሮ ድ’ኢታልያ ኣብ ዝተጀመረሉን ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብብዝሒ ዝሳተፍሎም መድረኻት ኮይኖም፡ * ኤርትራ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዓለም ጎሊሓ ትረአ ሓያል ትኸውን ኣላ ክብል ሓደ ፍሉጥ መርበብ ሓበሬታ ዘይዘተዘርበሎም ጀጋኑ ዙር ኢጣልያ ኣብ ዝብል ንኣማኑኤል ገ/ሄር መጻኢ ኣብ ሓፈሻዊ ምድባት ክወዳደር ዝኽእል ተውህቦ ዘለዎ ተቐዳዳማይ ብምባል ሓደ ዓምዲ ኣውጺኡ፡ * ሓንቲ ኣውስትራልያዊት ኮኾብ ኩዕሶ ሰኪዐት ኮሚተ ኦሎምፒክስ ኣውስትራልያ ኣብ ስእልታት ናይ’ታ ናብ ኦሎምፒክ ትገይሽ ሃገራዊት ጋንታ ጸዓዱ ዝዓብለልዎ ብምግባሩ እዚ ተርእዮ እንተዘይተቐይሩ ናብ ኦሎምፒክስ ቶክዮ ከይትኸይድ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/04/2021)* ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 10 ኪሜ ኤይሲክስ ቢ ኣት ዮር ፐርሰናል ቤስት ኤርትራዊት ኣትሌት መቕደስ ወልዱ ተዓዊታ፡ * ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ብሽግለታ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ዝካየዱ ዘለው ዝተፈላለዩ ቅድድማት ብቕዓቶም ምምስካር ይቕጽልዎ፡ * ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኩዕሶ እግሪ ኤውሮጳሓንቲ ካብ’ተን ኣዝየን ፍሉያት ሰሙናት ኮይና ሓሊፋ። እተን ዝዓበያ ጋንታታት ኣብ’ቲ ኣህጉር ንግጥማት ዩኤፋ ቻምፒዮንስ ሊግ ገዲፈንኦ ወይ ጠንጢነንኦ ከይደን፡ ኣብ ውሽጢ ከባቢ 48 ሰዓታት ግን ተመሊሰን ጥራይ ዘይኮነ ተዋሪደንን ይቕሬታ ክሓታ ተገዲደንን፡ እቲ ፈተንአን ግን ኣብቂዑ ድዩ፧
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/03/2021)* ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣፍኮን 2021 ኢትዮጵያ ንማዳጋስካር ብገፊሕ 4-0 ክትስዕራ እንከላ ቡርኪናፋሶን ጊኒን ምሕላፈን ኣረጋጊጸን፡ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምስ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ተሰሊፉ ብምጽዋት ሽቶ ኣመዝጊቡ፡ * ኣብ ከተማ ጎተንበርግ ዝመደበራ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ጋንታታት ሽወደን ትሳተፍ ኣብ’ታ ሃገር ካብ’ተን ቀዳሞት ዝተመስረታ ጋንታታት ተባሂላ ትቑጸርን ሓንቲ ጋንታ ንዝኽሪ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ስሙ ዝተጻሕፎ ማልያታት ዘርጊሓ፡ * ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ክካየዱ ኣብ ዝቐነዩ ቅድድማት ብሽግለታ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ንኡድ ተሳትፎኦምን ብቕዓቶምን ምምስካር ይቕጽሉ’ለው፡ * ንምንታይ’ዮም ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ኤውሮጳ ኣንጻር ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ተቓውሞታት ዘስምዑ ዘለው፧
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/03/2021)* ዝሓለፈ ሮቡዕ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ኢትዮጵያ ኣንጻር ማላዊ ኣብ ዘካየደቶ ምሕዝነታዊ ግጥም ብገፊሕ 4-0 ተዓዊታ፡ * ፈደረሽን ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ መጻረዪ ውድድራት መስመር ጉያን ሜዳን ንኦሎምፒክስ ቶክዮ ዝመጽእ ወርሒ ሰነ ኣብ ከተማ ሀንገሎ፡ ነዘርላንድስ፡ ከካይድ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ትሬኖ-ኣድሪያቲኮ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ንኡድ ምንቅስቓስ ብምርኣይ ተሳፎኡ ክዛዝም እንከሎ ናትናኤል ብርሃነን መርሃዊ ቅዱስን ከኣ ኣብ ቮልታ ኣ ካታሎንያ ክወዳደሩ’ዮም፡ * መርበብ ሓበሬታ ዩሮስፖርት.ኮም ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን መን’ዩ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ ብዛዕባ’ዚ ስሙ እናገነነ ዝኸይድ ዘሎ ሻምፒዮን ቅ/ብ ዙር ሩዋንዳ ሓደ ዓምዲ ወጺኡ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/03/2021)* ሃብታም ቢልዮነር ደቡብ ኣፍሪቃዊ ፓትሪስ ሞትሰፐ ፕረዚደንት ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ ኮይኑ ከምዝተመርጸ ተፈሊጡ፡ * ፈደሬሽን ኩ’እግሪ ኢትዮጵያ ግጥማት ዋንጫ ብድሆ ሴካፋ ዓበይቲ 2021 ከአንግድ ዝቐረበሉ ሕቶ ከምዝተቐበሎ ኣፍሊጡ፡ * ማሕበር ኩ’እግሪ ማላዊ ዝመጽእ ሰሙን ምሕዝነታዊ ግጥም ኩ’እግሪ ኣንጻር ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከካይድ ምዃኑ ኣረጋጊጹ፡ * ቅድድም ብሽግለታ ትሬኖ-ኣድሪያቲኮ ዝሓለፈ 10 መጋቢት ጀሚሩ፡ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ንኡድ ምንቅስቓስ ብምርኣይ ተሳፎኡ ይቕጽል ኣሎ፡ * ኮሮናቫይረስ ዓለማዊ ለበዳ ተባሂሉ ካብ ዝእወጅ ንደሓር ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝገብረሉ ዘሎ እዋን መቐረት ግጥማት ኩ’እግሪ ብዘይተዓዘብቲ ክሳብ ክንደይ ተቐይሩ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/03/2021)* ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ብብዝሒ ዝሳተፍሎም ዓለምለኸ ቅድድማት ብሽግለታ ይካየዱ ኣለው፡ * ኣብ ካይሮ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ኣፍሪቃ 2021 ተኻይዶም፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝበዝሐ መዳልያታት ክትዕወት እንከላ ኢትዮጵያ ኣብ ቅድድም ምቅብባል ሳልሰይቲ ወጺኣ፡ ኤርትራ ኣብ’ዚ ዓመት ኣብ’ዚ ውራይ ኣይተሳተፈትን፡ * ናይ መወዓውዒ ውዕል ኣብ መንጎ ኣርሴናልን መንግስቲ ሩዋንዳን ውዕሉ ክሕደስ ኣብ ዝቃረበሉ ዘሎ እዋን ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ሩዋንዳ ስክፍታታት ይፈጥሩ
Vi fikk besøk av R&B stjernen Natnael fra Nora Collective. Vi snakket om oppveksten hans i Etiopia, The Weeknd, Spellemannsnominasjon, ny musikk og mye mer.
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (7/12/2020)* ወናኒት ክብረወሰን ዓለም 5000ሜ ለተሰንበት ግደይ ብምኽንያት ኲናት ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ’ቲ ሰንበት ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ፍርቂ ማራቶን ቫለንስያ ከይተሳተፈት ተሪፋ፡ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን ምስ ኢጣልያዊ ጋንታ ኣንድሮኒ-ጂያካቶሊ ተጸምቢሩ ናይ ክልተ ዓመት ውዕል ተፈራሪሙ፡* ኣንበብቲ መጽሄት ‘ኣትለቲክስ ዊክሊ’ ናይ ዝሓለፉ ሰብዓን ሓሙሽተን ዓመታት ጃማይካዊ ዩሰይን ቦልትን ኢትዮጵያዊት ጥሩነሽ ዲባባን ዝበለጹ ኣትሌታት ክብሉ መሪጾሞም፡ * ማራዶና ኣብ ዋንጫ ዓለም ሜክሲኮ ንብዙሓት ተጻወቲ ኣሽኪዑ ኣንጻር እንግሊዝ ዘመዝገባ ሽቶ ዘሐብን ዳንነት ዘርኣኹላ’ያ ክብል ማእከላይ ዳኛ ዝነበረ ቱኒዝያዊ ኣብ ተዘክሮኡ ገሊጹ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/11/2020)** ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስን ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ተሳትፎኦም ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ላ ቩወልታ ኢስጳኛ ዛዚሞም፡ ** ኣብ ኢስታንቡል ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካልኣይትን ሳልሰይትን ወጺኤን፡ ** ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ናይ መጻረዪ ግጥማተን ከካይዳ ዘይክእላ ሃገራት ከምዝተሳዕራ ክቑጽር’ዩ ክብል መምርሒ ኣውጺኡ፡ ** ኣብ መላእ ኣሜሪካ ዝርከቡ ብዙሓት ህቡባት ኣትሌታት ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ምርጫ ኣሜሪካ ድሕሪ ምስዓሩ ስምዒቶም ይገልጹ፡
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/11/2020)** ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስን ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ተሳትፎኦም ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ላ ቩወልታ ኢስጳኛ ይቕጽሉ፡ ** ምድባት ግጥም ኩዕሶ እግሪ መንእሰያት ሃገራት ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ (ሴካፋ) ወጺኦም: መንእሰያት ኢትዮጵያን ኤርትራን ምድቦምን መጋጥምቶምን ፈሊጦም፡ ** ፕረዚደንት ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ኣሕመድ ኣሕመድ ኮሮናቫይረስ ምልካፉ ድሕሪ ምርግጋጹ ኣብ ካይሮ፡ ምስሪ፡ ንሓሙሽተ መዓልቲ ኣብ ሆስፒታል ክጸንሕ’ዩ፡ ** ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣትሌታት ዝኾኑን ዘይኮኑን ጎየይቲ ጉያ እግሪ ካብ ኢትዮጵያውያን ጎየይቲ ክመሃርዎም ዝኽእሉ ሸሞንተ ምኽርታት ኣለው ክብል ሓደ ፍሉጥ ኣትሌትን ተመራማሪን ገሊጹ፡
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/09/2020) ** ኢትዮጵያዊት ኢየሩስ ተስፎምን ኤርትራዊያን መርሃዊ ቅዱስን ኣማኑኤል ገ/ሄርን ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ 2020 ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቦም ስም ኣፍሪቃ ኣጸዊዖም፡ ** ባርሴሎና ንኣጥቃዓይ ሪያል ሶሰይዳድ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ከም መተካእታ ሉዊስ ሱዋረዝ ተቋምቶ ከምዘላ ተጸብጺቡ፡ ** ግጥማት ኦሎምፒክስ ሲድኒ 20 ዓመቱ ኣብ ዝዝከረሉ ዘሎ እዋን ህልኽ ዝመልኦ ውድድር ኣብ መንጎ ሃይለ ገብረስላሰን ፖል ተርጋትን ኣብ ኣትለቲክስ ዓለም ተዘኪሩ [youtube video="dia7xb7dz8Q"]
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/09/2020) ** ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ሮቡዕ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ጂሮ ደላ ቶስካና ራብዓይ ብምውጻእ ዝድነቕ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፡ ** ዙር ፈረንሳ 2020 ብዓወት ስሎቫክያዊ ኣባል ጋንታ ዩኤኢ ኤሚረትስ ታደይ ፖጋቻር ተዛዚሙ፡ ** ኢትዮጵያዊት ኮኾብ ኩዕሶ እግሪ ሎዛ ኣበራ ብልጽቲ ተጻዋቲት ማልታ ተባሂላ ተሰሊማ: ** ሻምፒዮና ላሊጋ ስፐይን ሪያል ማድሪድ ኣብ ቀዳማይ ግጥማ ኣንጻር ሪያል ሶሰይዳድ ናይ ኣሌክሳደር ኢሳቕ ገጢማ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልያ፡ ** ሓንቲ ጀርመናዊት ጋንታ ብምኽንያት ኣካላዊ ምርሕሓቕ ሸውዓተ ተጻወቲ ጥራይ ኣሰሊፋ ግጥም ድሕሪ ምክያዳ 37-0 ተሳዒራ
Doe mee met deze live uitzending van #HumanizeTheWorkplaceNL. Een panelgesprek over #BLM met Bernice, Joël, Martijn, Nica, Roos, Natnael, Jillian en Zoë Dit is een interactieve sessie dus stel gerust jouw vragen en/of doe gezellig mee. Ga naar https://bit.ly/htwnews 2-wekelijkse tips te ontvangen over humanizing the workplace. Bernice Feller-Thijm is een consultant op het gebied van inclusieve diversiteit. Jillian Emanuels is de Instant Pedagoog die ouders en opvoeders handvatten geeft om het beste uit hun kinderen en de kinderen om hen heen te halen. Joël Feliz is inspecteur van de politie eenheid Noord-Nederland. Kerntrainer diversiteit, Inclusie, etnisch profileren. Martijn Boomsa medeoprichter en CEO van Hatch iamhatch.com Nica Renoult en Roos Aduagyei zijn de oprichters van Trickle, een vacaturebank voor anoniem solliciteren. Natnael Tefera is een IT architect en eigenaar van Koding Zoë Papaikonomou is onderzoeksjournalist, mediadocent, podcaster met de focus op diversiteit en inclusie. Deze live stream wordt uitgezonden op LinkedIn, Facebook, Youtube & Twitter/Periscope tegelijkertijd. Betrek jouw doelgroep door gebruik te maken van live-streams! Wil je meer hierover weten? Stuur gerust een
Äntligen har det blivit dags för en ny gäst ifrån Norge i Goburg Talk! Denna gång är det landets nya R&B-hopp Natnael som är med i podden och berättar om hur det har varit att släppa sina första egna låtar under den gångna corona-våren. Eftersom han är en del av legendariska Nora Collective blir det även snack om hur den konstellationen skapar musik och hans feature på Arifs succéalbum från 2019. Dessutom tar vi förstås upp Black Lives Matter-rörelsen där demonstrationer organiserats i bland annat just Norge och Sverige.
Weekly Sport (27/01/2020) * Eritrean cyclists dominate La Tropicale Amissa Bongo* Ethiopian athletes dominate Dubai Marathon* Ugandans beat Ethiopian 5-1 on aggregate in preliminary qualifiers for FIFA Womens U17* Kobe Bryant's death shocks the sports world - ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/01/2020) * ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ አብ ላ ትሪፒካለ አሚሳ ቦንጎ ጎብለላት ናይ ነጥቢ፡ መንእሰይን ዓቐብን ኮይኖም፡* ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ውጽኢታት ብሒቶሞ፡* ኢትዮጵያ አብ ቅድመ መጽረዪ ንዋንጫ ዓለም ፊፋ መንእሰያት ደቀንስትዮ ት17 ብድምር ውጽኢት 5-1 ብኡጋንዳ ተሳዒረን፡* ኮኾብ ኩዕሶ ሰኪዐት/ባስኬት ቦል ዓለም ኮቢ ብራያንት ብሓደጋ ምውዳቕ ነፋሪት መይቱ፡ ስንባደን ሓዘንን ኣብ ልዕሊ’ቲ ስፖርትን ዓለምን ፈጢሩ፡
Weekly Sports (25/11/2015)* Dimension Data cycling team re-brands፡* Routes of Tour of Rwanda announced፡* Ethiopia beats Ivory Coast 2-1 at AFCON፡* The fate of the disappeared Eritrean national team members not yet secured (Lawyer)፡* Derartu Tulu and Solomon Barega awarded at the world athletics፡ - ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/11/2015)* ኣብ ዓመተ 2020 ሓድሽ መዋሊ ዝረኸበት ጋንታ ዳይመንሽን ዳታ ስማ ከምዝቐየረት ተፈሊጡ፡* መወዳደሪ መንገድታት እቲ ካብ ዝመጽእ ዓመት ለካቲት 23 ሰንበት መዓልቲ ጀሚሩ ዝካየድ ዙር ሩዋንዳ 2020 ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ኪጋሊ ተገሊጾም፡* ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2021 ኢትዮጵያ ንኣይቮሪ ኮስት ኣብ ደብረዘይት 2-1 ስዒራታ፡* ዕድል ናይ’ቶም ኣብ ኡጋንዳ ደሃዮም ዝጠፍአ ኣርባዕተ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ነበር ውሑስ ከምዘይኮነ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ መርበቡ ኣስፊሩ፡* ስልማታት ኣትለቲክስ ዓለም ንገዲም ኣትሌት ደራርቱ ቱሉን መንእሰይ ኣትሌት ሰሎሞን ባሬጋን ተዋሂቡ፡
Welcome to the official NBA related podcast by NgN Sports, presented by Natnael Guliano. This latest episode will discuss the injuries of Kyle Lowry, Serge Ibaka, Gordon Hayward and D’Aaron Fox and the impact on those franchises, the resurgence of Dwight Howard, the return of Paul George and Blake Griffin, and also Natnael will explain his top 5 NBA teams after Week 3. Go to our YouTube channel, to get access to podcasts like this one and live streams of NBA, NFL and Premier League games, free of charge and do give a thumbs up on whatever platform you may listen to this podcast and recommend to friends and family. Opening & Closing Track: Percussion Show — Igor Khainskyi [Audio Library Release] Music provided by Audio Library Plus Watch: https://youtu.be/0eS-nvqK_-k Free Download / Stream: https://alplus.io/percussion-show
Hei Kjære Skadanister! I ukas episode av Skada har vi med oss unge Rnb/Soul/Reggea sangeren Natnael aka Natty og snakker om musikk, livet, dans og den kreative prossessen. Lik, lytt og del Ha en nydelig uke videre! Natnael aka Natty på Soundcloud: https://soundcloud.com/user-793735889
Spreker: N.T. Hamda Promotor: prof.dr. S.A.L.M. Kooijman, prof.dr. R. Laskowski, dr. D.T. Jager. Faculteit: Faculteit der Aard- en levenswetenschappen. Datum: 10-02-2014
Spreker: N.T. Hamda Promotor: prof.dr. S.A.L.M. Kooijman, prof.dr. R. Laskowski, dr. D.T. Jager. Faculteit: Faculteit der Aard- en levenswetenschappen. Datum: 10-02-2014